Author:

20 thoughts on “Eritrean Interview with great Artist Awel Sied Part 1- RBL TV”

  • RBL TV Entertainment says:

    https://youtu.be/OJC1sCnoZJI
    ሰላም ዝኸበርኩም ትዓዘብትና ብትህቢና ዘለኹም ሞራልን ደገፍን እንዳ ኣመስገና መታን ንዓኹም ምሃርትን ኣዘናጋዕትን መደባት ክንዝርግሕ Subscribe ብምግባር ወትሩ ክትድግፉና ንላቦ
    Inerview ምስ ፕሮፍሽናል ተቐዳዳማይ ብስግለታ ናትናኤል ብርሃነ
    https://youtu.be/OJC1sCnoZJI

  • Ane dmxka Mara ye zfetwo bflay sport tntena ktgebr keleka ya ska bhaki fluy eka sle zfelteka kea u mesleni bakal efelteka ye xfuff wedi neyrka 2008 -2009

  • Mhreteab Guesh says:

    Awel bravo 👏 eka ነገር ግን ኣይግድን ይሰምዕ ኣሎ እዝንና::
    ከም ፍልምካ ኩን
    እዝንና ብዛዕባኻ ኣንጻር ህዝብኻ ንኽትሰርሕ ተመዚዝካ ከም ዘለኻን ድሮ ስራሕካ ከም ዝጀመርካን ይበጽሓና ኣሎ::

  • Hawey natey Des zebl Sarah eyu ajoka qexlo gin hanti neger tehababerena nay artist ኤረና ኣፈወርቂ kteqrbelna nlabeyeka kenxbe ena

  • Mase mase Media says:

    https://youtu.be/zQ4hgyqXrFg
    ኩብራትን ኩብራንን ጅግና ትጋዳላይን ስነ ጥበበኛን ነበር ጆሱዋ ኣብ ህጻናት ካብ ዝነበሮ ሉዑል ፍቕርን ተገዳስነትን ማንም ዝርደኦ ዝነበረ ኢዩ ክሳብ ግዜ ማእሰርቱ ድማ ብተዓጻጻፊ ይቕጽሎ ከም ዝነበረ ይሕበር ስርሓቱ እንተስ ብፍላጥ ወይስ ብዘይ ፍላጥ ካብ ገጽ ተዓዘብቲ ካብ ዝኽወል ካብ ግዜ ማእሰርቱ ክሳብ ሕጂ 19 ዓመታት ኣቑጺሩ ኣሎ። ከምቲ ተበግሱኡ ቖጻይ ተዘይረኪብ ኣብ ሕጻናት ኤርትራ ከስርጾ ዝኽእል ዝነበረ ርእሰ ምትእምማን ኣብዚ ሕጂ እዋን ንምግማቱ ኣየሸግርን
    ግን ሓንቲ ከም ሓሙስ ብ1996 ካብ ዘፍረዮም ህጻናት ዝደረፉዋ ኣዚያ ሰሓቢት መዝሙር ንመዘከርትኡ ኢላ ኣለኩ ትብል ኣላ'ሞ ተዓዘቡዋ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *